ብዛዕባ Jentra Tech

Jentra Tech ናይ ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ብትግርኛ ዘቕርብ ዌብሳይት እዩ። ዕላማና ቴክኖሎጂ ንኩሉ ሰብ ብቋንቋኡ ብቐሊሉ ክርድኦ ምግባር እዩ።

ኣብ YouTube ቻነልና ዝጀመርናዮ ትምህርቲ ኣብዚ ብዝተወደበ መንገዲ ንቕጽሎ: ጽሑፋትን ዜናን ብነጻ፣ ዝሓየሉ ኮርሳት ድማ ብፓኬጅ።

📰

ነጻ ጽሑፋትን ዜናን

ናይ ቴክኖሎጂ ሓደስቲ ዜናታትን መምርሒታትን ብነጻ።

🎬

ኮርሳት ብፓኬጅ

ቪድዮ ኤዲቲንግ፣ ቤዚክ ኮምፒዩተር፣ ኮዲንግን ካልእን ካብ ጀማሪ ክሳብ ፕሮፌሽናል።

🌍

ኣብ ዝደለኻዮ ቦታ

ኣብ ሞባይልን ኮምፒዩተርን ይሰርሕ፣ ተመሃሮ ኣብ መላእ ዓለም።